`ከማኹም ኣብ እንዳ ሻሂ ኣይተመስረትናን` ዝብልዎ ዘረባ?
ብዙሓት ካድረታት ህወሓት ኣብ ውልቃዊ ወግዒ ኾነ መድረኽ ኣብ ዝረኸብሉ ቦታ ኩሉ፣ ክሓርቁ ከለዉ ሓንቲ ዘይትፍለዮም ዘረባ ኣላ። “ህወሓት ኣብ እንዳ ሻሂ፣ ኣብ ኣደራሻት ከተማ ኣይተመስረተን” ይብሉ። እዙይ ከም ጅግንነት እዮም ዝቖፅርዎ። ግን ክዓ ኣብ እንዳ ሻይ ኢኹም ተመስሪትኩም ኢሉ ዝኸሰሶም፤ ወይ ታሪኽ ዘዛብዐ ኣብ ዘየብሉ። ዘይምዕዳል እዩ እምበር ጭቆና ደፊኡካ፣ ኣሻሓት ኣሰዊእኻ፣ ን17 ዓመት…