‘መን ደኾን Media Network’ እንታይ ማለት እዩ?
ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገለ ሰባት ” `መንደኾን Media Network` እንታይ ማለት እዩ?“ ኢሎም ሓቲቶም። ብተወሳኺ እውን ገለ ፕሮግራማት ሚዲያ “ሾው/show” ዝብል ዘኸትሉ ንምንታይ ይኸውን ክብሉ ተጨኒቖም ተዓዚበ። ፅቡቕ ትዕዝብትን ሕቶን ይመስለኒ። እሞ ኣብ ሞያ ጋዜጠኝነትን ምሕደራ ሚዲያን ዝፍለጥ ጉዳያ ስለ ዝኾነ ዝተወሰነ ሓሳብ ከካፍል። በዝሒ ማዕኸናት ኣብ ሚድይኦም “Network” ዝብል ስያመ ዘኸትሉ ትካላት፣ ብዝሓት ዘመሓላልፍሉ…